ሌላ ንምዕባይን ባህላዊ ህይወት ንምድህሳስን

እዚ መእተዊ ካርድ ወይ ፓስ (le Pass Bienvenue) ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ከተማ ስዮን ስየርን ክቕመጡ ዝጀመሩ ይምልከት። እዚ ካርድ ንሓደ ሰብ ዝወሃብ ኮይኑ ካብ ክፍሊት ነጻ ኢዩ። ኣብ ከተማ ስዮን ስየርን፡ ኣብ ኣስታት 60 ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ቦታታትን ባህላዊያን ኣገጣሚታትን ክንጥቀመሉ ንኽእል። እዚ ካርድ ካብ ዝተዋህበሉ ግዜ ንሓደ ዓመት የገልግል።